|
||
|
|
||
|
30 ሚያዝያ 2008
ቃል ሓዘን ብሃንደበታዊ መስዋእቲ ኣዴናን ናይ ቃልሲ ብጸይትናን ሓርባኛዊት ኣደ ሰውራ ኤርትራ ዝኾነት ኣዴና ወይዞሮ ምሕረት ወልደገርጊስ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ነቲ ንሳ ዘውረሰትና ኒሕን ሓቦን ናይ ተቓሊስካ ምዕዋት መስመርን ብዕቤትን ሕማምን ንሓንቲ ደቒቕ ውን ደኺመ ከይበለት ኣብጎኒ ብጾታን ደቃን ክሳብ ጊዜ ዕረፍታ ንዘራኣ የትና ፍናን ንሕና ኣባላት ዞባ ጀርመን ቀጸልቱ ሙኾና ቃል እና ኣቶና ነዴናን ንናይ ቃልሲ ብጸይትናን ወይዘሮ ምሕረት ወልደጌርጊስ ኣምላኽና መንግስተ ሰማያቱ ኣሪሑ ክቕበላ እና ለመና። ንመላእ ስድራቤት ወይዘሮ ምሕረት ወልደጌርጊስ ጽንዓት ይሃቦም ንብል። ከምኡውን ንመላእ ብጾታ ኣባላት ተ/ሓ/ኤ/ሰውራዊት ባይቶ ነታ ጽንዓት ኣደ ምስኣንኩም ሕሰም ኣይትርከቡ ንብል።
ኣባላት ዞባ ጀርመን።
|
||
|
DISCLAIMER: The author/s contributed for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents
Contact Us at: webmaster@nharnet.com |
||
|
|