ናይ ሓዘን መግለጺ

 ናይ ክቡር ኣቦና  ሸኽ ሓሰን ሓምድ፡ ኣቦ ብጻይናን መቓልስትናን፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ዓሚቝ ሓዘን እናተሰማዓና፣ ንሕና ኣባላት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ሆላንድ፣ ንነፍስሔር ሸኽ ሓሰን ሓምድ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም፣ ንመላእ ስድራ ቤት መዋቲ ከኣ ጽንዓት ይሃቦም፣ ከምኡ እውን፡ ብፍላይ ንብጻይና ዓብዱ ሓሰን ሓይልን ጽንዓትን ይሃብካ እናበልና፡ ተኻፈልቲ ናይቲ መሪር ሓዘን ምዃና ንገልጽ።

ኣባላት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ

ጨንፈር ሆላንድ

 01.04.2009


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com