ካብ ዕለት 24-30 መጋቢት 2009 ዓ.ም 634 ኤርትራውያን

ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም

ክፍሊ ዜናን ባህልን

ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ

01.04.2009

 

ካብ ዕለት 24-30 መጋቢት 2009 .. 634 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 634 ስደተኛታት ድማ ከም ዝስዕብ ኢዩ።

 

 

 

ትሕቲ 5 ዓመት

 

ካብ 5-18 ዓመት

 

ልዕሊ 18 ዓመት

 

ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

18

44

93

155

ደቂ ተባዕትዮ

14

78

387

479

ጠቕላላ ድምር

32

122

480

634

 

ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ 30.03.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ዑቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 6352 (5718 + 634) በጺሑ ኣሎ።

 


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com