|
ሓጸርቲ
ዜናታት
ክፍሊ
ዜናን
ባህልን
ሰልፊ
ህዝቢ
ኤርትራ
08.04.2009
1.
ብ7
ሚያዝያ
2009 ዕጡቓት
ናይ
ምልዕዓልን
ሓበሬታን
ኣሃዱታት
ሰልፊ
ህዝቢ
ኤርትራ
ኣብ
ከባቢ
ክሳድ
ዕቃ
ጽሑፋት
እናዘርግሓ
እንከለዋ፡
ክከታተልአን
ካብ
ዝጸንሓ
ኣሃዱታት
ስርዓት
ኢሳያስ
ልክዕ
ሰዓት
9 ናይ
ንግሆ
ተዅሲ
ተኸፊቱለን።
ኣሃዱታትና፡
ነተን
ከጥቅዕአን
ዝመጻ
ኣሃዱታት
ሰራዊት
ኤርትራ
ብብቕዓት
መኪተን፡
ብሰላም
ናብ
ቦታአን
ከምዝተመልሳ
ምንጪታት
ሰልፊ
ካብ’ቲ
ከባቢ
ኣረጋጊጾም።
2.
ኣብዚ
ዝሓለፈ
ክልተ
መዓልታት
12 ኤርትራውያን
ስደተኛታት
ብወገን
ራማ
ናብ
ኢትዮጵያ
ኣትዮም።
ካብዚእቶም
እቶም
ክልተ
ኣባላት
ፖሊስ
ኤርትራ
ዝነብሩ
ምዃኖም
ተፈሊጡ
ኣሎ።
3.
ንምቅርራብ
ናይ
ህዝቢ
ኤርትራን
ህዝቢ
ኢትዮጵያን
ዝዓለመ፡
ኣብ
መደበራት
ስደተኛታት
ስ,መልባን
ማይ
ዓይንን
ዝርከባ
ናይ
ኤርትራውያን
ስደተኛታት
ናይ
ሙዚቃ
ጕጅለታት
ዝተሳተፋኦ
ናይ
ሙዚቃ
ድግስ
ኣብ
ዝሓለፈ
ቀዳመ
ሰንበት
ኣብ
ሽረ
ተኻይዱ።
|