ናይ ሓዘን ተኻፋልነት

ንዝተጋጠመ ዕረፍቲ ናይ ኣቦና ሸኽ ሓሰን ሓምድ ወላዲኡ ንናይ ቃልሲ ብጻይና ዓብዱ ሓሰን ናይ ሓዘን ተካፈልቲ ምዃና እናገለጽና፡ ነቦና ሸኽ ሓሰን መንግተ ሰማይ የዋርሶም ጠሊ ከኣ ይግደፉ፡ ንሙሉኣት ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ። ንብጻይና ዓብዱ ከኣ ኣኽእሎን ጽንዓትን ይሃብካ እናበልና ናይዚ መሪር ሓዘን ተካፈልቲ ምዃና ንገልጽ።

 ኣባላት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ                           ጨናፍር ሃገራት ስካንዲናቭያ

 


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com