|
ናይ ሓዘን ተኻፋልነት
ብዕረፍቲ ወላዲና ኣቦና ሸኽ ሓሰን ሓምድ፡ ወላዲኡ ንናይ መትከል ብጻይና ዓብዱ ሓሰን ብዝተጋጠመ ሞት፡ ዝተሰምዓና
መሪር ሓዘን እናሓበርና ናይ ሓዘን ተሳተፍቲ ምኻና ንገልጽ። ንወላዲና ሸኽ ሓሰን ረቢ ኣብ ለምለም ጀና ተቐቢሉ፡
ንስድራ-ቤት ከኣ ጽንዓትን ጠልን ይሃብ። ንብጻይና ዓብዱ ሓሰን ከኣ ትብዓትን ኣኽእሎን ክህቦ ንምነ።
ኣባላት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ
ጨንፈር የተቦርግን ከበቢኣን
ሽወደን |