ሃገርን ህዝብን ንዳተሓመሱ ምስ ጉጅለ ህግዲፍ ምድኻር ይኹን ስቕ ኢልካ ምርኣይ ካብ ተሓታትነት ኣየድሕንን';

ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ኣዝዩ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ፡ ከቢድ መስዋእቲ ብምኽፋል ናተይ ኢያ ኢሉ ዝዀርዓላ ሃገሩ ነጻ ኣውጽአ። ሃገሩ ነጻ ምስወጸት፡ ኩለመዳያዊ ጸገሙን ሽግሩን ምስ ምምስራት ሃገረ-ኤርትራ ዝፍታሕ ጌሩ ብምውሳድ ንውሑዳት እዋናት ተሓጐሰን ቀሰነን። ይኹንምበር፡ ታሕጓሱን ቅሳነቱን ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ከም ትኪ ክበንን' V። ካብኡ ተበጊሱ ድማ'፡ ኣብ ተስፋ ምቑራጽ ኣተወ። ብኣንጻሩ፡ ገለ ተባዓት ዜጋታት፡ ካብ ባዕዳውያን ገዛእቲ ብዝኸፍአ መልክዑ መለኽቲ ደቂ-ሃገር ንህዝቦም ከሳቕዩ ከምዝኽእሉ ብምግንዛብ፡ ሽዑ ንሽዑ ብዝተፈላለየ መንገዲ ተቓውሞታቶም ከርእዩ ጀመሩ። ብሰንኪዚ ጉጅለ ህግዲፍ ኣብ ልዕሊ ኣዞም ዜጋታት እዚኣቶም ናይ ፈራHq kqT FD: ብናይ ስለያ ትካላቱ ኣቢሉ ኣደዳ ሞት፣ማእሰርቲ፣ ስንክልናን ስደተን ገበሮም። ዚ ግፍዕታትዚ ግን ንህዝብና ከሸቑርሮን ክድህሎን ኣይከኣለን። ምኽንያቱ ብእኡ ዝዓበየን ንዕኡ መኪቱ HD ከምወርቂ ተፈቲኑ ዝወጸ ጅግና ህዝቢ እዩ። 

ስለ ዝዀነ ድማ፡ በብፋንጥኡ ንስርዓት ህግዲፍ ካብ ምቅዋም ዓዲ ኣይወዓለን ጥራሕ ዘይኰነስ፡ ነዚ ስርዓት ዓብይ ናይ ስነ-ልቦና ውድቀት UD እዩ። ብሰንኪዚ ስXq ህግዲፍ ብህዝቢ ንዝወርዶ ተቓውሞታት ከህድእ ክብል፡ ምስ ኩለን ጐረባብቲ ሃገራት ኩናት ብምጽሕታር፡ ህዝብና ንደገ ንኽህውትት ጌሩዎ እዩ። ዝዀነ ኰይኑ፡ ስርዓት ህግዲፍ ዝፈተኖ ኩሉ ፈተነታት ኣብ ቅድሚ ህዝብና ካብ እዋን እዋን ንዳoቐልዐን እንዳተኸሽሐን ስለ ዝመጸ፡ ኣብዚ ግዜዚ ጉጅለ ህግዲፍ ዝሕዞን ዝጭብጦን ጠፊእዎ፡ ሕቑኡ ከምዝተሃርመ ተመን ከዕለብጥ ይርአ ኣሎ። ብሰንኪዚ ኩሉ ካብ ህዝቢ ክረኽቦ ዝኽእል ደገፍ ስለ ዝተሓርሞ፡ ንህዝቢ ጅሆ ብምሓዝ ኣብ ምስቃይ ይርከብ። 

ኣብዚ እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ነገር፡ ጉጅለ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ህዝቢ እንo ጸጊቡ ኣብ ስልጣን ኣየንብረንን  እዩ ካብ ዝብል ናይ ጨካናት ባህሪ ተበጊሱ፡ በቲ ሓደ መዳይ ንኸምስል ህዝቢ ብዓጸባን ብማይ ጽምእን ተጠቒዑ ክብል እንከሎ፡ በቲ ካልእ መዳይ ድማ፡ ነቶም ረዲኤት ክህቡ ድሉዋት ዝዀኑ መንግስታትን ካልኦት ገበርቲ ሰናይ ትካላትን እቲ ክትህብዎ ትደልዩ ሓገዝ ንዓና ሃቡና፡ ንሕና ድማ ባዕልና ክንዕድሎ ብምባል ዓብይ ዕንቅፋት ክፈጥር ይርአ። ብሰንኪዚ ብዙሓት ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኢዶምን እግሮምን ምእካብ ብምምራጽ፡ ክህብዎ ንዝወሰኑ ሓገዝ ጠጠው ከብሉዎ ከለዉ፡ ገሊኦም ድማ፡ ምእንቲ ህዝቢ ክንብል ንህበኩም ኣሎና mkmkF HM kXo ይርኣዩ ኣለዉ። ብወገን ጉጅለ ህግዲፍ }፡ እቲ ዝርከብ ሓገዝ፡ ብቐዳምነት ንመግቢ ኣባልት ሰራዊቱን ናይ ስለያ መሓዉራቱን ከውዕሎ እንከሎ፡ እቲ ካብኡ ዝተርፍ ድማ፡ ንህዝቢ ሌላን ጉሌላን ብKF lmk ነቶም ንዕኡ ኣLን ኢሎም ዝግዝእሉን ዘዝበሎም ዝገብሩን ዜጋታት ክዕድሎ እንከሎ፡ ነቶም ብኣራኣእያኦም ካብቲ ጉጅለ ዝፍለዩ ዜጋታት }gE } S-U q} ሓገዝ ካብ ምርካብ ከምዝሕረሙ ጌሩዎም ኣሎ።

ብሰንኪ እዚ ስርዓት ዝፈጠሮ ኩለ-መዳያዊ ሽግር ህዝብና ቅድሚ ሕጂ ርእይዎ ዘይፈልጥ ጸገም ወሪድዎሎ። ከም ሳዕቤኑ፡ ብ[} ዓጸባ Lq ኣርሒቑ ምስዳድ ዘይፈልጥ {kS ህዝቢ: እንሆ ሎL-ዘበን ንመጀመርያ እዋን ሽማግለታት ከይተረፉ ብሰንኪ ዓጸባ ናብ ሃገረ ሱዳን ክስደዱ ይርኣዩ ኣለዉ። ብኻልእ መዳይ፡ ጉጅለ ህግዲፍ ሓE ህዝቢ ተመሲሉ ብምቕራብ፡ ንዝተሸገረ ህዝብኹም ርድኡ ብምባል ኣብ ፈቐዶ ናይ ምዕራብን ምእከላይ ምብራቕ} ሃገራት ብምውፋር፡ ሕልሕሎኡ (chXlmka) ሒዙ ክልምን ፈቲኑ እዩ። እንተዀነ ግን፡ ህዝቢ ወትሩ ከተታልል ስለ ዘይከኣል፡ Kብዝሕትኡ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንማዕከን ህግዲፍ ኣይንመልእን ኢና: ቅድሚ ሕጂ ዝተታለልናዮ ይኣክል ብምባል፡ ዕጭ ሓንፈፍኩ ከምዝበለ ፍሉጥዩ። ብኣንጻሩ፡ ኣዝዮም ውሑዳት ዝዀኑ ዜጋታት፡ ዛጊት ንጉጅለ ህግዲፍ ልሊ ህዝቢ ኤርትራ ጌሮም ስለ ዝርእዩ፡ ህግዲፍ ዝበላ ኣዝጊ በላ }M" ዛጊት ክታለሉ ይራኣዩ ኣለዉ። ብኡ መሰረት ድማ፡ mk ጅቡኦም {kS }smk ነጊፎም ሂቦም እዮም። እዚ ስስo መዕበይኡ ዝዀነ ጉጅለ ግን፡ ተን ዝቓረመን ቁሩብ ቁራቦ ናብ መዓላ ህዝቢ ፈጺሙ ኣየውዓለንን። የግዳስ ከም ኣመሉ ናብ ቈፍኡ እዩ ኣእትዩወን። ህዝብና ግን፡ ብኸብ' pH'kX: ንስርዓት ህግዲፍ } _ D ኣይተምበርከኸን። ብኣንጻሩ እኳ ዳኣ፡ ብጥሙይ ከብዱን ብጽሙእ ጐረርኡን፡ ቃልሱ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እንዳሕነነ ይመጽእ ኣሎ። 

ብኻልእ መዳይ፡ ገለ ዜጋታት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝወርድ ዘሎ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ግፍዕን በደልን እንዳረኣዩ፡ ገሊኦም ዕሱባት ናይዚ ስርዓት ብምዃን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንዝወርድ ዘሎ ስቓይ ተዋሳእቲ ክዀኑ እንከለዉ፡ ዝተረፉ ድማ፡ ንዓና ኣይምልከተናን እዩ ብምባል ኢዶምን ግሮምን ኣLYM ትዓዘብቲ ኰይኖም ይርከቡ። ወዮ ዳኣ መሲሉዎም' እምበር፡ ዲክታቶራውያን ስርዓታት ውድቀቶም ሕማቕ ጥራሕ ዘይኰነስ፡ ኣብ ግዜ ውድቀቶም ነቶም እሙናት መሳርሕቶም lAD እዮም ለኪሞም ዝጠፍኡ። ምናልባት ከይተለከሙ ዝተርፉ ሰባት 0o AFM ድማ፡ ካብ ህዝባዊ ፍርዲ ከቶ ከምዘየምልጡ፡ ኣብ መልእ ዓለም እንርእዮ ዘሎና ሓቂ እዩ። ካብ ህዝባ ትነውሕ መሸላስ ወይ ንዑፍ ወይ }M{ ወንጭፍ ከምዝበሃል፡ እዞም MsrM K[D ዓይነት ሰባት እዚኣቶም ህዝቢ ክጠምን ክስደድን ንከሎ ንሳቶም ሎሚ ምስ ስድርኦም ጸጊቦምን ቀሲኖምን HT sD KRDM BD። ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ከምዝበሃል : ጽባሕ ንግሆ እዚ ሕጂ ዘሳቕይዎ ዘልዉ ህዝቢ፡ ነቲ ናቱ ዝዀነ ስልጣን ካብ ምንጋጋ ህግዲፍ ምስ መንዝዖ፡ ንዕኦም ኣብ ህዝባዊ ፍርዲ ከምዘቅርቦም ዘጠራር ኣይኰነን። ሽዑ ድማ፡ ህዝቢ ምሓረና ንሕና ከምኡ ኣይመሰለናን ብምባል ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከምዝምብርከኹ ምንም ጥራጥር የልቦን።

ዝዀነ ኰይኑ፡ ብወገና ነዞም ሰባት ዚኣቶም ክንብሎም እንደሊ ነገር፡ ዛጊት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘውረድክሞ በደል ይኣክል፡ ካብ መሳርሒ ውልቀ-ሰባት ምዃን፡ ናይ ሓፋሽ ኣገልጋሊ ምዃን ዝመስልዎ ነገር ስለ ዘየለ፡ መስርሒ ዲክታቶር ኣይንኸውን! ስቓይ ህዝብና ስቃይናዩ! ብምባል ኣብ ጐድኒ ህዝቢ ተሰሊፍኩም ስቃይ ህዝብኹምን ሃገርኩምን ንሓንሳብን ንHgTን ከተወግዱ ይግባእ ንብል። እዚ ከይገበርኩም ምስ እትተርፉ ግን፡ ጽባሕ ንግሆ ህዝቢ ንስርዓት ኢሳያስ mk ]T ምስመሓዎ፡ ንሕና ከምዚ ኣይመሰለናን ኔሩ o| ኢና ምባል ካብ ህዝባዊ ተሓታትነትን ፍርድን ከተምልጡ ከቶ ከምዘይትኽእሉ ብኣግኡ ክንመኽረኩም ንመርጽ።

እቶም ህዝብን ሃገርን ብጉሒላ ዝዀነ ስርዓት ህግዲፍ እንዳ ትሓመሱ እንከለዉ ስቅ ኢሎም ዝዕዘቡ ዘለዉ ዜጋታት፡ ክግንዘብዎ ዝግብኦም ዓብይ ነገር፡ እዚ ብጉጅለ ኢሳያስ ዝሳቐ ዘሎ ህዝቢ፡ ህዝቦም MkX ጓና ኣይኰነን፡ ብዓይኒ ሓቂ ክርአ እንከሎ ድማ፡ ማንም Iልና ዘለዎ ሰብ፡ ስቃይ ህዝቢ ክርኢ እንከሎ ክጸሮ ከምዘይክእል ፍሉጥዩ። እዚ ዓሌት፣ ሃይማኖት፣ ወገን፣ ዜግነትን ዕድመን ብዘየገድስ፡ ኩሉ ሰብኣዊ ፍጡር ካብ ስቃይ ክድሕን ዘይምነ የልቦን። ምእንቲዚ ኣብ ዓለምና ብዙሓት ስባት ንስቓይ ወዲ-ሰብ ንምጥፋእ ክጣበቑ ኣብ እንርእየሉ ዘሎና እዋን፡ ኢድናን ግርናን ኣኪብና ትዓዘብቲ ምዃን ኣዝዩ ኣሕፋሪ እዩ። ብፍላይ ብፍላይ ቶም ኣብ ዲሞክራሲ ዝዓሰለን ሃገራት ንነብር ዜጋታት፡ ብቓልሲ ህዝበን ብዘረጋገጽኦ ዲሞክራሲ ተጠቒምና ምዩቕ ከይበልና እንዳ ነበርና ክነስና፡ ህዝብና ኣብ ሃገሩ ብደቂ ሃገር ክርገጽን ክጭፍለቕን ንዳ ርኣና ስቕ ምባል ብሂወትና ከሎና M ዝተቐበርና ስለ ዝቑጸር፡ ስቃይ ህዝብና ስቃይና ምኳኑ ብምግንዛብ፡ ሕጂ ኣብ ጐድኒ ህዝብና ተሰሊፍና ነዚ ስርዓትዚ ንምውጋድ፡ ምስ ህዝብና ኢድ ንኢድ ተታሓሒዝና ቕምና ዝፈቅዶ ዘበለ ኣስተዋፅኦ ከነበርከት ይግባእ። ንሱ ድማ እዩ፡ ንወዲ ሰብ ዝልዓለ ክብርን መጎስን Bn

M NVRgq XqV

26.06.2003