Nharnet Articles/Opinions

Editorials

     

Let’s Not Give Room

To ‘Warlordism’ in Eritrea

 Nharnet Editorial (October 28, 2004)

From the Experiences of the ELA  (Part V)

The Nharnet Team (October 21, 2004)

The Need for Credible and Acceptable Coalition of the Opposition

The ELF-RC Information and Cultural Office

18.10.2004

At  33rd Anniversary  of

The 1971 Congress, ELF-RC

Described as ‘Dynamic Democracy’

Nharnet Team, 14 October 2004

Forging a United Patriotic Opposition

Nharnet Team, October 10, 2004

From the Experiences of the ELA (Part IV)

The Nharnet Team (6/10/2004)

How Veterans Told the Story of the First 10 Years of ELA

The Nharnet Team (October 1, 2004)

Changing Times and Changing Roles

Nharnet Editorial (October 1, 2004)

From the Experiences of the ELA (Part III)

The Nharnet Team (30/9/2004)

Three Years Ago Today

Nharnet Editorial (19/9/2004)

From the Experiences of the ELA (Part II)

(12/9/2004)

The Speaker of ELF-RC, Ibrahim Mohamed Ali, Urges Eritrean Politicians To Admit  Past Mistakes, Excesses

 (10/9/2004)

September 1st Puts Public Trust to the Test

(1/9/2004)

الوحدة الوطنية الارترية ...... بين الأمس واليوم

بقلم / ابراهيم محمد علي

RC Speaker Urges Libya’s Colonel Gadafy

(30/8/2004)

لجنة الحوار الوطني

K´DÃï aL´D A²Vgñ so
Irpq Šmk …}kmkq|:
ELF-RC Proposal for Unity of the Eritrean Opposition
†LK H©ö{q |§ odh‘Moñ ‘é©ölq „íXqV (PDF)

CONCLUDING STATEMENT:

ARABIC  ENGLISH       TIGRINIA

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

Click here for PDF format.

 

መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ

ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ

 

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ካብ ኣስመራን ከባቢኣን ከምኡዉን ካብ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ከተማታት ኤርትራ ብብዝሒ መንእሰያት፡ ብምግፋፍ ኣብ ዝተፈላለያ መዓስከራትን ቤት ማእሰርትታን ዓጽዩዎም ይርከብ ኣሎ። ሓንቲ ካብዘን ቤት ማእሰርቲ’ዚኤን ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ትርከብ ወትሃደራዊ ቤት ማእሰርቲ እያ።

 

ኣብ ዓዲ ኣቤቶ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብግፍዓዊ ኣቀታትላ ልዕሊ 50 ዜጋታትና ዝቐተለ ክኸዉን እንከሎ፡ ከምኡ’ዉን ልዕሊ 250 ዝኾኑ ድማ ከምዝቖሰሉ ካብ ዝተፈላለየ ማዕኸናት ዝመጽእ ዘሎ ወረ የረጋግጾ። ጌና ኸኣ መቕተልቲ ይቕጽል ኣሎ፡ ጠጠዉ መበሊ ድማ የብሉን።

 

ንሕና ኣብ ዋሽንግቶን ዲ.ሲን ከባቢኣን ንርከብ ኤርትራዉያን፡ ነዚ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ተፈጺሙ ዘሎ ግፍዒ ኣጥቢቕና ንኹንን፡፡ ሃገርናን ህዝብናን እንዳጠፍኤ፡ ዝኾነ ይኹን ኤርትራዊ ዜጋ ሱቕ ኢሉ ክዕዘብ ግቡእ ከምዘይኮነ ብምግንዛብ፡ ንዝመጽእ ሰኑይ ሕዳር 22፡ ኣብ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምግባር ዘድሊ ሕጋዉን ንዋታዊን ምቅርራባት ኣማሊእና ንርከብ።

 

በዚ መሰረት፡

 

• ንኹሉኹም ኤርትራዉያን ተቓወምቲ ዉድባት

• ንኹሉኹም ኤርትራዉያንን ፈተዉቲ ኤርትራን

• ንኹለኽን ኤርትራዉያን መርበባትን ማዕኸናት ዜናን

ኣብ’ዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ንኽሳተፋ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ዕላማ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ነዚ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዝተፈጸመ ግፍዒ ንምቅዋምን ንዓለም ንምቅላዕን እዩ።

 

ዝግበረሉ ቦታ፡- ኣብ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ

  ዋሽንግቶን ዲ.ሲ

        1708 New Hampshire Ave.

               NW, Washington, DC 20009

መዓስ፡- ሰኑይ ሕዳር 22, 2004

ግዜ፡- ካብ ሰዓት 11፡00 ናይ ንግሆ ክሳብ ሰዓት 3፡00 ድሕሪ ቐትሪ

 

ህዝባዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ /ሳግም

ሰዉራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ሰዉራዊ ባይቶ

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሃገራዊ ጉባኤ

ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ

ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ

ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ /ሳግም

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ባይቶ

 

ሕዳር 20, 2004

ብደሓን ምጹ!!!

 


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com