|
በዓል ነጻነት ኤርትራ ብኤርትራዊ ደሞክራስያዊ
ኪዳን ኣብ ፍራንፉርት
መበል
14 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ሃገር ጀርመን ከተማ
ፍራንክፉርት ዓቢ ህዝባዊ በዓል ክካይድ መዲቡ ከምዘሎ ንኹሉ ክንሕብር ንፈቱ።
በዓልና
መጀመሪያ ብኣባላት መሪሕነት ኪዳን ዝምራሕ ናይ ኣኸባ መድብ ድሕሪ ምኻያድ ቀጺሉ በቶም ወናማት ሙዚቐኛታት ዝተሰንየ
ናይ ወጋሕ ትበል ለይቲ ናይ ሙዚቃ መድብ ክካየድ እዩ።
ኣብዚ
ንብምሉኡ ተቛዋሚ ሓይሊ ዝጥርንፍ ፈላሚ ኤርትራዊ ህዝባዊ በዓልዚ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውንን ፈተውቲ ኤርትራን በቲ
ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ቦታን ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም።
ዕለት፡
28.05.2005
ሰዓት፡
ካብ ሰዓት 16፡00 (ሰዓት 4 ናይ ምሸት) ክሳብ ወጋሕታ:
ቦታ፡
ኣብ ፋኽ ሆኽ ሹለ ፍራንክፉርት ኒበሉንገንፕላትስ 1
ህንጻ ቁጽሪ 1 ኣብ ኣውላ:
(ኣብቲ ናይ ጠበቓታት ዝተገብረሉ)
Veranstaltungsort:
Fachhochschule (FH) Frankfurt am Main
Nibelungenplatz 1
Gebäude 1 (Aula)
ሓበረታ ቦታ
ብሽትራሰንባን ቁጽሪ 12 ካብ ሃውፕትባንሆፍ ናብ ፈሸንሃይም ገጽካ ብምጉዓዝ ኣብ ሻውዓይ መዕረፊ ኣብ
ሮህባኽሽትራሰ/ፍሪድበርገር ላንድሽትራሰ ብምውራድ ኣስታት 150 መተር ንቅድሚት ይርከብ።
Mit der Straßenbahn Nummer 12 vom Hauptbahnhof Richtung Fechenheim
fahren. Nach sieben Haltestellen an der Rohrbacherstrasse / Friedberger
Landstrasse aussteigen. Das Gebäude befindet sich ca. 150 Meter weiter
vorne.
ብድሓን
ምጹ
ግዝያዊት
ሽማግለ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኤርትራ
ኣብ
ጀርመን
|