Nharnet Articles/Opinions

     

  ተለግራም

ብምክንያት ሃንደበታዊ መስዋእቲ ብጻይና ስዩም ዑቅባሚካኤል ፡ ኣቦ ወንበር ተሓኤ-ሰባ ኣብ ስድራቤቱን መቓሊስቲ ብጾትን ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ኢና ፡፡ ካብ`ዚ ዓለም ኢዚኣ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ካባና ምፍላዩ ፡ ኣብ ደንቢ ትቓውሞ ፈጢሩዎ ዘሎ ብኩራትን ፡ ኣስዒቡዎ ዘሎ ስንብራትን ከቢድ`ዩ፡፡ ብምዃኑ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም እናበልና ፡ ምስ ንፍስሄር ስዩም ብሓባር ዝጀመርናዮ ቃልሲ ፡ ኣብ መዓርፎኡ ከነብጽሖ ምዃና መብጽዓና ቀጻሊ ኢዩ ፡፡

ኩሎም ተኻፈልቲ ኮንፍረንስ ፡፡

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

29-12-05

              


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com