|
መጎስ
ን"ኣገዳሲ
ሓበሬታ"
ንሽማግለ
ዲሞክራሲያዊ
ማሕበር
መንእሰያት
ኤርትራ/ተሓኤ
ሃገራዊ
ጕባኤ
ከምቲ
ኣብ
ኣዳል61
ዳት
ኮም
ዝተባህለ
ናይ
ተሓኤ.
ሃገራዊ
ጕባኤ
"ዌብ-ሳይት"፣
"ኣገዳሲ
ሓበሬታ"
ኣብ
ትሕቲ
ዝብል
ኣርእስቲ
ዘሎ
ንፈስቲቫል
ተሓኤ-ሰውራዊ
ባይቶ
ዝምልከት
መብርሂ
- ንዝገበረልካ
ወይ
ግበረሉ
ወይ
ንገረሉ
ከም
ዝበሃል
- ብሸነኽና'ውን
ንፈስቲቫልና
ብዝገበርዎ
ዝያዳ
ዝርጋሐን
ወረን
ሞጎስና
ብዐጸፌታ
ነቕርበሎም፡፡
እቲ
ዝተጠቕሰ
"ኣገዳሲ
ሓበሬታ"
ጸሓፍቱ
ካብ
ህዝቢ
ንዝመጹዎም
ሕቶታት
መለስና
ክብሉ
ዘመሓላልዎ
ወይ
ከመሓላልፍዎ
ዝህቅኑ
መልእኽቲ፦
·
ብሓደ
ሸነኽ
ናብቶም
ካብ
ዕለት
5-7 ነሐሰ
2005 ኣብ
ዘሎ
ሰለስተ
መዓልታት
ኣብ
ሜርስቬክሃለ
ደስ
ስፖርት-ሰንትሩምስ
ካልባኽ
(Mehrzweckhalle des Sportszentrums
Kalbach)
ማለት
ናብ
ፈስቲቫል
ፍራንክፎርት
ንምስታፍ
ኣብ
ምድላው
ዝርከቡ
ሃገራውያን
ዘቕንዐ
ሓውሲ
ጥርዓን፤
·
ብካልእ
ሸነኽ
ከኣ
- ኣብ
ንሓርነት
ዳት
ኮም
ኣብ
ትሕቲ
(Frankfurt 20 Annual Festival sponsored by
ELF-RC & EDA Germany)
ተመልኪቱ
ዘሎ፣
እቲ
EDA Germany
ዝብል
ናይ
ሓጺር
ስም
ንኤርትራዊ
ዲሞክራሲያዊ
ኪዳን
ዝምልከት
ዘይኰነስ
ንኤርትራዊ
ዲሞክራስያዊ
ማሕበር
ናይ
ተሓኤ
ሰ/ባይቶ
(Eritrean Democratic Association)
ዝምልከት
ምዃኑ
ምሕባር
የጠቓልል፡፡
ሕልና
ናይቲ
መልእኽቲ
ብፍላይ
ድማ
ምስቲ
ኣካቢብዎ
ዝኸይድ
መርትዖታት
ከም
1.
ፈስቲቫል
ካስል
ንኪዳን
ሂብናዮ
ዝብል
ኣዋጅ
ናይ
መሪሕነት
ሃጒ
2.
ሽማግለ
ኪዳን
ናይ
ጀርመን
ንፈስቲቫል
ካስል
ምስ
ሽማግለ
ሃጒ
ተሳንያ
ከተዐውት
ትመጣጠር
ኣላ
ዝብል
ሓበሬታ
ወዘተ...
ተሳንዩ
ክርአ
ከሎ
ንፍራንክፎርት
ራሕሪሕኩም
ንካስል
ምጹና
ማለት
ምዃኑ
ዘካትዕ
ኣይኰነን፡፡
ይኹንድኣ
እምበር
መሪሕነቱ
ዘለዎ
ኪዳን
ብኲሊቱ
ኣቲና
ካብ
ነቋስል
ሕጂ'ውን
ሕግን
መምርሕን
ኪዳን
እንተነኽብርን
ንትግብርንሲ
መዋጽአ
በሃልቲና፡፡
ስለዚ
ሓድነት
ተመዅሊኻ
ምምዳር
ናይ
ሰዓቱ
ቅዲ'ኳ
እንተዀነ፣
ህዝብና
በዝን
ከምዝን
ዝኣመሰለ
ዕባራ-ጒርሒ
ልቡ
ከም
ዘይስለብ
ዘይምዝንጋዕ፡፡
ስለ
ሽማግለ
መበል
20 ፈስቲቫል
ኤዲማ
(ተሓኤ
ሰ/ባይቶ)
By Teclesenbet Teclai
Bonn 25 June 2005
|