|
ናይ
ሓዘን ተኻፋልነት
ብሃንደበታዊ መስዋእቲ ብጻይና ተጋዳላይ ዘውደ
ገብረገርጊስ ኣባል ውጉኣት ሓርነት ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን
ተሳታፍነትና እናገለጽና፡ ዉጉኣት ሓርነት ከም ሰነድ ሰውራዊ
ቃልስና፡ ብዉፉይ ተባዕ ሓርበኝነቱ ኮሪዕና፡ ንቆራጽ መትከላዊ ትልምታቱ ናብ ሸቶኡ ንምብጻሕ
ዕጥቅና ከም እንድርብ ቃል ንኣትወሉ።
ነባሪ
ክብርን
ዝኽርን ንሓርበኛታት ስዉኣትና!!!
ጉጅለ
ተ.ሓ.ኤ.-ሰ.ባ. ዮተቦርግ ሽወደን
|