ናይ ሓዘን መግለጺ

 

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን

ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ

29.12.2006

 

ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ፡ ብመስዋእቲ ናይ ዓሊ ኑርሑሴን፡ ሓላፊ ህዝባውን ስርርዓውን ጕዳያት ሰልፊ ትንሳኤ (ኣልናህዳ) ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ንስድራ ቤቱን  መቓልስቱን ጽንዓት ይሃቦም፤ ንነፍሰሄር ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።

 

  


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com