26-11-2006 ዓ.ም.

 

                            ኣገዳሲ ሓበሬታ

       

         ዕድመ ንዅሉ ኤርታራዊ ዜጋ።

 

   ንዕለት 16-12-2006 ዓ.ም. ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ ዝኽሪ ሰማእታትና ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ሃገረ ጀርመን ኣብ ኤርትራዊ ማእከል ክኽብሪ ተዘኪሩ ክውዕል ስለዝኾነ ኣብዚ ክትካፈሉ

ብትሕትና ንዕድም።

                   መደባትን ሰዓታትን

1) ዝጀምረሉ ሰዓት ካብ ሰዓት 19.00 (ማለት ሰዓት ሸውዓተ ድሕሪ

  ቀትሪ) ክሳዕ ሰዓት 23.00 ማለት ( ሰዓት ዓሰርተ ሓደ ) ናይ ስነ-

  ስርዓት ዝኽሪ ስዉኣትና ክፍጸም ኢዩ።

2) ድሕሪ ዝኽሪ ሰማእታትና ምፍጻም ብወናማት ሙዚቀኛታትን

  ደረፍትን፡ ክኢላታት ዋዛ ምስ ቁምነገር ተዋዘይትን ከቢሩ

  ክወግሕ ምዃኑ ንሕብር።

 

   ብደሓን ምጹ፤

                  ምምሕዳር ሽማግለ ጨንፈር ፍራንክፈርት

ሓበሬታ፤

Neue Mainzer strasse No.24

Frankfurt

Tel. 069-25628987


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com