Nharnet Articles/Opinions

     

        

                                                  ኤርትራ

 

 ሓጺር መልእክቲ

 

        ስእላዊ መልእኽቲ ንህዝቢ። ክልተ ገጽ ሂወት ሓንቲ ሃገር።

 

እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ ክልተ ህጻናት፡ ስእነት ገዛ ጥራሕ ኣይኮነን ክትሓስብ ዝገብረካ፡ ብመጀመሪያ ሕቶ ስድራ ቤት፡ ትምህርቶም፡ ሓላፍነት መንግስትን ፖለቲካዊ ጉዳይ ሃገርና ከኣ ብዓብዩ።

 

እዞም ቆልዑ ስድራ ቤቶም ኣበይ ኣለዉ ? እንተዘይብሎም ከ ኣብ ከም’ዚ ኩነታት ክወድቑ መን’ዩ ዝሕተት ?

 

እዞም ህጻናት ክዓትርዎ ዝግበኦም ቁራስ ቅጫ፡ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ፕረሲደንት፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ዝገብሮ ምብጻሕ፡ ቁራስ ዘይኮነስ ሙሉእ ቅጭ ኣብ ኢዱ ሒዙ ዘርኢ ስእሊ፡ ምስ’ዚ ናይ ክልተ ህጻናት ናብራ ዘተሓሳብን ዘስተንትን’ዩ። ባዕልኹም ፍርዱ።

 

                                  ሓዳስ ኤርትራ 29 መስከረም 2006

 

                     

 

                    ዑደት ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣብ ዞባ ደቡብ

          DSC_2105DSC_2105 

 

እዚ ስእሊ ካብ ሓዳስ ኤርትራ ናይ ዕለት 29 መበል 16 ሕታም ቁ.25ን ሸዓቢት ኮም ዝተወስደ’ዩ።

 

ዕለት 2 ጥቅምቲ 2006

ኣንቶንዮ ተስፋይ

 

 


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com