Nharnet Articles/Opinions
አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ አብ ዋሺንግቶን ዲሲ
ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ ዑውት መስመሪ ጉባኤና መሰረት ብምግባር ንቀዳም ዕለት 28 ጥቅምቲ 2006 ህዝባዊ አኼባ ክነካይድ ስለዝኾና ኩሉኹም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራውያንን ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም :: ግዜን ቦታን አብ ዝመጽእ ክንሕብር ኢና :: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብድሓን ምጹ
DISCLAIMER: The author/s contributed for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents
Contact Us at: webmaster@nharnet.com