اقلام /اراء واخبار

     

                                                           

                     

 

        ባዓል ዒድ ኣልፈጥር

ንኹሎም ኣመንቲ ምስልምና ኤርትራዊያን ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፍጡር ይግበረልኩም

ዕንቛዕ ከአ ጾምልጛም ፈትሓልኩም፣ ጀሚርኩም ንኹትዉድኡ ከአ ጥዕናን ሓይልን ጽንዓትን ንዝሃበኩም ረቢል ኣልዓለሚን ምስጋና ይኹኖ፣

ንዝገበርኩምዎ ጾምን ጸሎትን፣ሰሚዑን ተቐቢሉን ከአ ሽግር ህዝብናን፣ ሃገርናን፣ ይወዳእ ይኣክል ይበሎ፣ ዝብል ሰናይ ትምኒትና ንገልጽ።

        

ኤርትራዊ ማሕበር ንሰላም

ስቱትጋርት/ጀርመን/  

29/10/2006

 

 

  

 

   

 


.تنبيه: المقال المنشور يعبر عن رأي الكاتب وليس بالضرورة رأي هذا الموقع


Send your articles/opinions to:   webmaster@nharnet.com