ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን

ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ

22.10.2006

ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ፡ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኵሎም ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ድማ ብፍላይ፡ ርሑስ ዒድ ኣልፈጥር ኣልሙባረክ ይግበረልኩም ብምባል ናይ ዮሃና መልእኽቱ የመሓላልፍ።

 

ናይ ሰላምን ቅሳነትን ብልጽግናን ፍትሕን ዓመት ክዀነልና ዘለዎ ትምኒት ድማ ይገልጽ።

 


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com