 
ህዝባዊ
ደሞክራስያዊ ግንባር ኤሪትራ
ERITREAN
PEOPLE'S DEMOCRATIC FRONT

UNITED States of America & CANADA
ኣገዳሲ
ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ
ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያናን ከባቢኣን
ብኣቦ-ወንበር ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ
ተጋዳላይ
ተወልደ ገብረስላሴ
ንቀዳም ዕለት 7
ጥቅምቲ ’06 ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ ኢዩ። ኣብዚ ተመዲቡ ዘሎ ህዝባዊ ኣከባ ተጋዳላይ ተወልደ
ገብረስላሴ ኣቦ-ወንበር ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ ህልዊ ኵነታት ህዝብናን፡ ሃገርናን ከምኡውን ኣብ ዞባና
ዝኽሰቱ ዘለዉ ሓደሽቲ ምዕብልናታትን ኣመልኪቱ ኣገዳሲ መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ንኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ንዝግደስ
ኤሪትራዊ/ት ኣብ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን እትቕመጡ
ኤርትራውያን ናብዚ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድመኩም።
ኣኼባ
ዝጅመረሉ፡ ልክዕ ሰዓት ሓደ (1
PM) ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 6 PM
እዩ
ናይ
ኣኼባ ቦታ፡ Comfort Inn & Suites North at the
Pyramids
9090 Wesleyan Road Indianapolis, IN.
46268
(317) 875- 7676
ንዝያዳ ሓበሬታ፡ መራኸቢ ስልኪ
(317) 362-3038
ብድሓን ምጹ!
ዞባ ሽማግለ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን
ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ
|