|
||
|
|
||
|
ሬድዮ ድምጺ ምብራቕ ንዕለት 18/09/2006 ኩሉ ፈነወኣ ንመበል 5ይ ዓመት ማእሰርቲ ላዕለዎት ሰብስልጣን መንግስቲ ነበርን ፡ ጋዜጠኛታትን ፡ ካልእ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣብያተ ማአርቲ ንዝፍጸም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዘንጸባርቕ ክኸውንዩ ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ መዓልቲ ኣመዓባብላ ናይቲ ጅምላዊ ማእሰርትን ፡ ታሪኽ ድሕረ ባይታ እሱራትን ፡ ንዝያዳ ሓበሬታ ብቴለፎን ቃለ ምልልሳትን ክህልወናዩ ። ስለዚ ንኹሎም ግዱሳት ብመንገዲ ድምጺ ምብራቕ ናብ ኤርትራ ክቃልሐልኩም እትደልዩዎ ወይ ብኢመይል ወይ ከኣ ብቴለፎን ርኸቡና ከነቃልሖ ድሉዋት ምህላውና ክንሕብር ንፈቱ ።
ኣድራሻና ሬድዮ ድምጺ ምብራቕ ኢሜይል ፡- tsehaymbraq@yahoo.com ተለፎን :- 00249155174627 ሞባይል ፡- 00249912874174 00249911124192
ምምሕዳር ሬድዮ ድምጺ ምብራቕ ነባሪ ፍትሕን ሰላምን ንህዝቢ ኤርትራ !!!
|
||
|
DISCLAIMER: The author/s contributed for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents
Contact Us at: webmaster@nharnet.com |
||
|
|