mkDq 23 K]SM 2006 ዕዉት ህዝባዊ ሰሚናር

 ብመVIo ሰለስተ ተቃወምቲ ሓይልታት ተካይዱ

 

ካብ ዕለት 12 ክሳብ 15 መስከረም 2006 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ንሓርነትን ሰልፊ ዲሞክራሲ ዳት ኮምን መስከረም ዳት ነትን K[D KXkmk HkWppq ብሰለስተ ላዕለዎት መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት:

 

1. ብተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡

2. ብተጋዳላይ ወልደሱስ ዓማር ኣቦ-መንበር ፈጻሚ ሽማግለ ተ.ሓ.ኤ.ሰውራዊ ባይቶን

3. mkተጋዳላይ ዓብደላ ኣደም ሓላፊ | ወጻኢ ጉዳያት ቤት ጽሕፈት ግንባር ሃገራዊ ድሕነትን ዝምራሕ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 23 መስከረም 2006 ሓባራዊ ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ክካየድ ምዃኑ ክሕበር ምጽንሑ ዝዝከር ኢዩ።

 

        በዚ መሰረት ኣብ ዝተጠቕሰ ዕለት ተሳታፊ ህዝቢ ካብ ርሑቅን ካብ ቀረባን ልክዕ ካብ ዝተባህሎ ሰዓት ኣቀዲሙ መጺኡ ኣደረሻ ብተሳተፍቲ ኣዕለቕሊቑ መርገጺ እግሪ ተሳኢኑ፡ ካብ ሓደ ቦታ ናብ ኻልእ ቦታ ንኽትሓልፍ ኣብዘይካኣለሉ ደረጃ በጽሐ። ናይ ዕለት 23 መስከረም ሓባራዊ ሰሚናር፣ ካብ ዝሓለፉ ናይ ተቓውሞ ሓይልታት ሓባራዊ ሰሚናራት  ዝፈልዮ ክልተ ዓበይቲ ፍሉይ ጠባያት ዝነበሮ ዕዉት ሰሚናርዩ ነይሩ። እቲ ቀዳማይ ፍሉይነት ኣብ ጀርመን ካብዝተኻየዱ ሓባራዊ ኣኼባታት ዝበዝሐ ህዝቢ ዝተሳተፎ ሰሚናር ብምዃኑ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ካልኣይ ፍሉይነት ከኣ፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ሓራ AYM ብሰላም ምንባር ተሳኢንዎም፣ መግዛእታዊ ጭቆናን ሕሰምን prXg [Xq ዝመረሮም ንምድረ-በዳታትን ቀላያትን ብኽንደይ መከራ ጥሒሶም ዝተሰዱ መንእሰያት ዝዓብለሎ ሰሚናር ብምዃኑ ኢዩ። ብዝሕን ዓይነት ተሳታፊ ናይዚ ሰሚናርዚ ብልቦና ንዝተዓዘበ  ከኣ፡ ኣብ ምቅልጣፍ ውድቀት ዲክታቶርያዊ ስርዓት ሓባራዊ ስራሕ ተቓወምቲ ሓይልታት ክሳብ ክንደይ ህዝk ብሃንቀውታን ተገዳስነትን  ከምዝጽበዮን ድልውነት ናይ ቃልስን ከይተገንዘበ ዝሓልፍ ኣይመስለናን። ዕዉት ሰሚናር ፍራንክፎርት፡ ብስም ነቲ ሰሚናር ዘዋሃሃደት ሽማግለ ሓው ኣማኒኤል ሓጎስ ምዉቕ ሰላምታን ምስጋናን ንተሳተፍቲ ድሕሪ ምቅራብ፡ መድረኽ ንሰለስቲኦም መሪሕነታት ተረኪቡ።

 

ካብዚ ቀጺሉ ተጋዳE ወልደሱስ ዓማር፡ }{pq Bmk} AX} XqV KFo mkAn KD: <mk XqV ooD sD prXg ]Xq mkoD sD D]} MIV} |mk τ S o[T MBE Ha HkWp sF {}: FM qF M; o }SkD sD| Bmk|} AX} }MH} }mkY l| ]Mqpq; s : FFq| mks] ko} }\LLD} }F {mkpq oVmk|: HkX| }[XI} Ipq }kX| |mk s[LM| K]XI }o} }DkD sD g}'; |q| | XqV} aX: ko k {k }o[LL| D|" ko} EF| |ao 骥q | kk}| }HX; s M{ oU ko sVk| mkI H {mkpq mks] HkX| }M]VI F skD Ipq MlX F| ; o kX sD Ipq mk Fq }k s{] mk F| Dmk'; }] }p X F| }Hqq }D| }{mk]|} oKD]| }Hp' l; s Ipq mk F| MDmk sS|> kD; cD: <ሻዱሻይ ሃገራዊ ጉባኤና፡ ንዓና ከም ውድብ ጥራሕ ዘይኰነስ ንህዝብን ሃገርን ዘገድሱ ካብ ዘማሓላለፎም ዓበይቲ ውሳኔታት እቲ ቀዳማይ ምቛም ናይ ሰልፊ ኰይኑ፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ሓደ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ተሳትፎ ዘለዎ ወጻኢ ካብ ውድብና ንዘለዉ ውድባትን ማሕበራትን ምሁራትን ዝሓቈፈን ሰረት ዝገበረን ፓርቲ ንኽቀውም: mk KĄq NV]gq XqV }KE Bk mk Dog ]F} s\q:  }Amko AX mkLS sF sMF MIV }BD: }骧 KWq mkMFq}" mk]Xq B KWq mk g|po oK}s }[mk }smk a} F} ]DsD& o{ mkI} qH} lmk |mk g|po MD] M{}: }]Xq B }Mi }cKD lmk cEF\ : D {q lmk | dF[ [ MF}> `` AVg l M[{ mk[G D;

 

ሕሪዚ፡ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ: ኣቦ-መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣገድስነት ናይቲ ሰሚናርን ኣገባብ ኣወዳድባኡን፡ ክገልጽ እንከሎ <እዚ ሰሚናርዚ መጀመሪ ደኣምበር መዛዘሚ ኣይኰነን፡ ንሕና ድማ ብውድባትና ተሓተቲ ደኣምበር፡ ብሓደ ኣብ ቅድሜኹም ስለዘለናስ፣ ኣብዚ ንዝባሃል ብሓባር ንሕተተሉ ማለት ከምዘይኰነ ርዱእ ክኸውን ኣለዎ፡ ብስምምዕን ምርድዳኣን እንገጥሞ ኣይኰነን፡ ክብል ጠባይ ናይቲ ሓባራዊ ሰሚናር ንተሳተፍቲ ብምሕባር፡ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ሰልፊ ዲሞክራሲ ካብ ዝéch ኣገደስቲ ውሳኔታት ክጠቕስ ንከሎ፡ <ህግዲፍ ኣቚምዎ ዘሎ ስርዓት ንዝኾነ ይኹን ኣካል ካብ [Spq | ህዝባና ዘይውክል፡ ብድልየቱ ዝመጸ፡ ናይ ህዝቢ ለበዋን ርእይቶን ሒዙ ዝመጸ ]Xq ኣይኰነን; ስለዚ እዚ መንግስቲ'ዚ ከምቲ ገለ-ገለ [lq ዝብልዎ ዘይኰነስ ንዝውክሎ ኣካል የብሉን፡ ምውዳቕ ናይዚ ስርዓት'ዚ ቀዳምነት ዝስራዕ ምዃኑ ጉባኤ ምውሳኑን፡ ድሕሪ ውድቀት |s ስርዓት's ብሃገራዊ ምርጫ ኣቢልካ ሃገራዊ መንግስቲ }cM l [F [{< mkF mkU@; }ኣገባብ cEF\ mkMFq }o{} F l [F: <ንህዝቢ ዘሳትፍ ካብ ሃልኪ ዘድሕንን ሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ከም ቀዳማይ ምርጫ ክውሰድ ከምዘለዎ}፡ እዚ ማለት ግን ብስምምዕ ምስቲ ስርዓት ማለት ከምዘይኰነን M\{}: ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ኣገልግሎት ሰልፊ ዲሞክራሲ ከምዘይቕበሎ: ከም ዕላማ ግን ብሕጊ ዝጸደቐ AVg ኣገልግሎት ክህሉ ከምዝግባን: ቅዋም eቡል ክኸውን ከምsD}፡ እንተዘይኰይኑ ህዝቢ ተሓቲቱ ይሓይሽዩ ዝብሎ ክመርጽን ጉባኤ ምውሳኑ> ዝብሉ እቶም ፍሩያትን ኣገደስትን ካብ ውሳኔታት 2ይ ጉባኤ ሰልፊ M~M ch[

 

ስዒቡ ተጋዳላይ ዓብደላ ኣደም፡ <ኲነታት ሃገርናን ህዝብናን በቶም ቅድመይ መግለጺ ዘቕረቡ ተሓቢሩ ኢዩ፡ ኣብዚ ከድክመኩም ኣይደልንየ፡ ትፈልጥዎ ድማ ኢኹም። ሕሰም ሃገርና በዞም ዝስደዱ ዘለዎ መንእሰያት ክግለጽ ዝኻልዩ። ኣብዚ ኣዋንዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ክሳብ 40 ዝኣኽሉ መንእሰያት ናብ ሱዳን ይኣትዉ ኣለዎ። ናብ ካFኦት ሃገራት ከባቢውን ከምኡ። በዚ ተቀንዚና፡ ኩሉ ዝካኣል ሕድገታት ጌርካ ተጠርኒፍካ ምቅላስ ድሊዩ። ስርዓት ህግዲፍ ካብቲ ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኢዩ ዝፈርሕ። ]Ds : ኲነታq እንዳቐያየረ ነቲ ክፍጠር ዝግብኦ ህዝባዊ ጸቅጢ ንኸዳኽም ናብ ካልእ ይዝውሮ። BFg M| odhMo HFpq} Slmko AVq} | M}} MqI} {" |mk FD} HF} M|pq }M]T KE Bmk| \o} I} dF[ M MsF}"Bk s\o dF[ q MsF} X } sD M{< ch[; oE mkE M: XqVg NV]g } }KnM LLq mk q }mkJM sD | [VXH òLq LVX} mk YVK LH_ mkM {Vq Ks{ }Mgo I qFMpq [X MsF}: K sD l } }Mgq D kX mk ėXpq [ ]{q MsD} HkT; mks mkMiF <ኣብዝሓለፈ ወርሒ መስመሪ ጉባኤ ናይ ሰለስተ ውድባት ከምዝተገብረ ትፈልጡ ኢኹም፡ ናብዚ ንምብጻሕ ብዙሕ ጻዕርታትዩ ተኻይዱ፡ ሰለስተ ውድባት ዝነበረን ኣስማት ኣትሪፈን ብስም ሓደ ውድብ g}"ብሓደ መሪሕነትን ሓደ Dog ፕሮግራምን }ክምራሓ ወሲነን። እዚ ስምረት ናይ ሰለስተ ውድባትዚ ግን፡ ስምረት ናይ ውድባትበር ናይ ህዝቢ ኤርትራ ማለት ኣይኰነን፡ ግን ከኣ ኣብነትን መበገስን ክኸውን ይኽእልዩ። ኣብ ፕሮግራምና ብዙሕ ሓደስቲ ነገራት እዃ እንተዘይሃለዎ ናይ ብሄራት ሕቶ ኣብ ባይታ ስለዘሎ} ረጊጽካዮ ዝሕለፍ ስለዘይኰነ}፡ ናይ ብሄራት መሰል ምሕላው ተቀቢልካ ምኻድ ዝብል ወሲና። ብዛዕባ ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ብዝምልከት እቲ ዘይምእኩል ምሕደራ ዝብል ንቅበሎ ኢና< mkF KD sK;

 

EL [L|X: KVIo lq M] Bk oVnM KFqprM }MqIFE} mkV L: Xrpq Bk }M]L} o\p{o }MX} ]D{kS: cD \k Kmk" Bk K[D }Hqq { KS oo; o\p Bk mkchSk KDpq kX@ }FM {mkpq} oo} HD {Vq FD }o [L|X mkXq kD Dog Irpq} XqVg } }MID Is D 骥q} FD ]q} chMq} Flq ; [D]oM KVIo lq mk HlVg 骥q { }lrM mko|F MFq }chSkDM Irpq k KF]pq }o\oo [L|X iUnM: [L|X mk[EM} MX} o[} mkq osK; 

    

      

      

 

   


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com