Nharnet Articles/Opinions

     

        

  እዚ ኣብ ላዕሊ ብመንጸፍ ጸሊም ታሪኽ ብ ኣማሓዳሪ መስከረም ዳት ኔጥ ተጻሒፉ ዘሎ  ዝስሕቶ ኤርትራዊ ዜጋ የሎን ምሽራው ምስ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ከም ዝነበረ ጀነራላት ምዓርግ ዝተዋህቦም ከም ዝነቦሩና ምዝኽኻር ምንጋር ኣየድሌናን’ዩ ሓው ኣለም ኣማሓዳሪ መስከረም ዳት ኔጥ ብዓል መን ጀነራላት ከም ዝነበሩ

ማዕረ እቲ ንስኻ ትፈልጦ ህዝብና ይፈልጦ ስለ ዝኾነ ናብ ዘይ የድሊ ኣይ’ተእትወና።

 

ብ ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ

 

 


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com