|
||
|
|
||
|
ምስጋና
ብሞት በዓል-ቤተይ ኣቶ ኣፈወርቂ ጎይትኦም መሪርሓዘን እንዳገለጽና ፡ ኣብ ግዜ ሕማሙ ድካምኩም ከይጸብጸብኩም ኣብ ገዛና ኮነ ኣብ ሕክና ብምምልላስ ዝበጻሕኩምዎን ፡ ምስ ዓረፈ ኣብ ገዛናን ኣብ መሕዘኒ ቦታን፡ ብስልክን ብኢመይን፡ ዘጻናናዕኩምና ብፋልይ ተቀማጦ ሃገረ- ጀርመን ክሳብ ሬሳ ምፍናው ንሃገርና ዝተሓባበርኩምና ኣሕዋትን ፈተውትን ሕሰም ኣይትረከቡ እንዳበልና ምስጋናና ነቅርብ ፡፡
ብዓልቲ- ቤት ነፍስሄር ኣቶ ኣፈርወቂ ጎይትኦም ወ/ሮ ኣመተ ሃይለየሱስ ምስ ደቀንን ኣቶ ኣብርሃም ሃይለየሱስን ምሉኣት ስድራቤትን ዕለት 13.04.2007
|
||
|
DISCLAIMER: The author/s contributed for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents
Contact Us at: webmaster@nharnet.com |
||
|
|