Nharnet Articles/Opinions

     

        

ናይ ሓዘን መግለጺ

 

ቤት ጽሕፈት ዜና

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

17.04.2007

ንነዊሕ እዋን ከይተሓለለ ምእንቲ ናጽነትን ዲሞክራስን ፍትሕን ህዝቢ ኤርትራ እተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ዓብደላ ዑመር ናስር፡ ካብ ብጾቱን ቤተሰቡን ፈተውቱን ብሃንደበታዊ ሕማም ብሞት ብምፍላዩ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን) ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ንነፍስሄር መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተ-ሰቡን ብጾትን ድማ ጽንዓትን ኣኻእሎን ይሃቦም ብምባል፡ ኤርትራዊ ዲሞራስያዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን) ንቤተሰቡን ፈተውቱን ወሪድዎም ዘሎ መሪር ሓዘን ተኻፋሊ ምዃኑ ይገልጽ።


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com