|
ምልክታ ንተኸታተልቲ መደብ ድምጺ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ኣህጉራዊ
ፈነዋ
ብምኽንያት ናይ ኣየር
ኩነታት፡ እቲ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ፡ ወትሩ ሓሙስ ሓሙስ ካብ ሰዓት 8፡00 (ሸሞንተ) ክሳብ ሰዓት 9፡00
(ትሽዓተ) ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ብሓልዮት ተ.ሓ.ኤ ሰውራዊ ባይቶ ዝመሓላለፍ ናይ ራዲዮ ፕሮግራም ድምጺ
ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ኣህጉራዊ ፈነዋ፡ ካብ ዕለት 3 ጉንበት 2007 ጀሚሩ፡ ብኣንቴና 125 ዲግሪ፡ ኣብ 15315
KHz (ኪሎ ሀርዝ) ማለት 15 MHz (ሜጋ ሀርዝ) ብንጹር ክፍኖ ሙዃኑ ንሕብር።
ምምሕዳር ድምጺ
ዲሞክራስያዊት ኤርትራ
24 ሚያዝያ 2007
|