Nharnet Articles/Opinions

     

        

                   

        

    መኤረምታ

ኣብ ፍርቂ የካቲት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ጉባኤ

ንኽገብር ይቃራረብ ስለ ዘሎ ንሕና ማሕበር ኤርትራዊያ

ን ንሰላም ኣብ ባደንቩተንበርግ ስቱትጋርድ እንርከብ ሓ

ደ መዘክር ንኽንጽሕፍ ድሕሪ ምስምማዕና ኣብ መወዳእ

ትኡ ከይበጽሔ ማለት ነፍሲ ወከፍ ኣባል ማሕበር ንኽእ

ርሞ ክዉስኸሉ ወይ ድማ ከጕድለሉ ብዝብል ምስ ተሳማ

ማዕና ብዘይደለናዮ ዘይላአኽናዮ ኣብ መርበብ ሓበረታ ደ

ቀባት ንኽልተ ማዓልቲ ተሰቂሉ ምስ ራኣና ሰንቢድና ክን

ድዝኾነ ከምኡ ዝብል ሓሳባት ንዘለዎምን ንዘቅረቡን ኤር

ትራዉያን ከም ዘዛረበ ተዓዚብና፣ ቡዙሕ እዉን አጉሂዩና

እሞ ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ይኹን ዉድብ ማሕበራትን ዉልቀሰ

ባትን ንኽርድኡልና ንላቦ፣ ምኽንያቱ ኣጋባብ ሓልዩ ዝወጸ

ከም ዘይኮነ ክትርድኡልና ክአ ክንሕብር ንፈቱ፣ እቲ ጽሑ

ፍ ከም ዝጋባእ ጌርና ኣብዝግብኦ ብመገድና ክንልእኮ ም

ዃንና ነፍልጥ፣፣

  ኣካያዲት ሽማግለ ማሕበር

     20/01/2007


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com