ምልክታ

ንኣባላት ውድብ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

 

ንሰንበት 28 ጥሪ 2007 ናይ ኩሎም ኣብ ሎንዶንን ከባቢኣን ዝርከቡ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶ ሰሚናር ክካየድ ኢዩ። እዚ ብኣባል ፈጻሚ ሽማግለ፡ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ስርርዕ ዝምራሕ ሰሚናር እዚ፡ ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ውድብ ዝምልከት ውድባዊ ጉዳያት ኣልዒሉ ክዝቲ ኢዩ። ኣብ ርእሲ`ዚ፡ ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ መሪር ኩነታትን ካብኡ ንምግልጋል ክውሰድ ዘለዎ መንገድታት ቃልስን ብሰፊሑ ክዝረበሉ ኢዩ።

 

ኩሉ ኣብ ሎንደንን ከባቢኣን ዝርከብ ኣባል ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ኣብዚ ሰሚናር እዚ ክርከብ ይግብኦ።

 

ቦታ ሰሚናር ፡                  Fatima Community Centre

                                                1 India Way, Commenwelth Avenue

                                                White City Estate,

                                                London W12

Nearest Tube:                         White City st. (central line), Bus: 283

 

ሰሚናር ዝጅመረሉ ሰዓት:  14:00 ኮይኑ ክሳብ ሰዓት17:30

 

 

ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ 


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com