|

  
እዋናውን
ኣገዳስን ህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ህስቶን ተክሳስ

ዕለት
30 ሰነ 2007 June 30th 2007
ብጻይ መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ኣቦ
መንበር ግዝያዊት መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ቀዳማይ ወገንን፣ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ
ሰውራዊ ባይቶን፣ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን፣ኣብ 2ይ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዝተረኽበ
ኩነታትን፣ ከምኡውን ኩነታት ዞናናን ከባቢናን ሰፊሕ መግለጽን ኣስተምህሮን መግለጽን ክህብ ስለ ዝኾነ ንኹሎም
ብህዝቦምን ሃገሮምን ዝግደሱ ኤርትራውያን ኣብዚ ተጸዊዑ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ንኽሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም
ቦታ፡-
Hilton Hotel
6780 Southwest Freeway
Houston TX 77074
ጊዜ፡- 4፡ 00 PM to 9:00 PM
ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ቀዳማይ
ወገን
ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
ተሓኤ---ሰውራዊ ባይቶ
ብድሓን ምጹ! |