Nharnet Articles/Opinions

     

        

ህዝባዊ ኣኼባ ብኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም

ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ( San Diego)

 

ኣቦ-መንበር ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (Eritrean Popular Movement ) ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንሰንበት ዕለት 17 ሰነ 2007  ኣብ  ሃንድለሪ ሆቴል (Handlery Hotel) ሰዓት 2፡30PM ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ሰሚናር ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርናን፡ ኩነታት ደምበ ተቓውሞን  እንተላይ ራእይ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቕስቓስ ኣብ ኣፈታትሓ እቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ሽግር ከም ኡውን ካልእ ዛዕባታት ኣልዒሉ ንህዝቢ  መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ኩሉኩም ግዱሳት ኤርትራውያን ብፍላይ ከኣ ተቀማጦ ካሊፎርኒያን ከባቢ ኡን (California and its vicinity)  ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም።

ቦታ፡ 950 Hotel Cir N
San Diego, CA 92108
(619)
 298-0511
ሰዓት፡ 2፡30PM
ንዝያዳ
  ሓበሬታ ብቑጽሪ ተለፎን 619-339-1094 ወይውን 619-548-8811 ተወከሱና።
ብድሓን ምጹ።

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንኡስ ጨንፈር ሳንድያጎ
(Eritrean Popular Movement Sub Branch San Diego)
 


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com