|
||
|
|
||
|
ዝኽሪ ሰማእታት ብህግደፋውያን ንዓሻ ይመስሎ ኣምላኽ ዘይቅበሎ
ህግደፋውያን ሎሚ ዕለት 20 ሰነ ናይ ስዋት ተዳናገጽቲ ክመስሉ ከምተን ሕድሪ ስዋኣት ተኸቲለን ብዲመክራሲ ምሕደራ በቢ ተርም ምርጫ ፕረሲደንቲ ሃገረን ዘካይዳ ንትግብር ኣሎና ሕድርኹም እናበሉ ኣብ ማዓልቲ ስው’ኣት ሃገሮም ዘብዕሉ ህግደፋውያን ክኣ ሃገራት ገበርዎ ኢሎም ናይ ስዉኣት ሕድሪ ጠሊምሞ ኪሕዶም ክንሶም ንዓሻ ይምሰሎ ዝዓነቱ ምዓልቲ ስዉኣት ኣብዒሉ ብስዉኣት ንሸቐጦም ክብሉ ገስገስትን ኣኽበርቲ ሕድሪ ንኽመስሉ ብዙሕ ብስዉኣት ብጀጋኑና ክምድሩ ተሰሚዓም።
1. ጀጋኑ ስዉኣትና ንውልቃውያን መለኽቲ ሃገር ምዓስ ኮይኖም ተሰዊኦም 2. ጀጋኑ ስዉኣትና ህዝብና ተኣሲሩ ክምቓ ሕ ምዓስ ተሰዊኦም 3. ጀጋኑ ስዉኣትና ብሕሰም ምሕደራ ህዝባ ንስደት ክውሕዝ ምዓስ ተሰዊኦም 4. ጀጋኑ ስዉኣትና ኤርትራ ብሰይ ሕግን ፍትሕን ክትማሓደር ምዓስ ተሰዊኦም 5. ጀጋኑ ስዉኣትና ህዝብና ንመኻዕበት ማእቶት ሽሞኛታት ህግደፍ ምዓስ ተሰዊኦም 6. ጀጋኑ ስዉኣትና ንህዝብና ተራእዮ ጌጋ ንኸይ ይዛረብ ኣፉ ኽዕበስ ምዓስ ተሰዊኦም 7. ጀጋኑ ስዉኣትናሕ ድሪ ስዉኣት ይተግበር ዝብሉ ቅኑዓት ዘጋታታ ዓዶም ንኽሕረሙ ስድራቤቶም ብናፍቆት ደም ክነብዑ ምዓስ ኮይኖም ተሰዊኦም 8. ጀጋኑ ስዉኣትና ህዝቢ ዘይ መረጾ ውልቀ መላኺ ብዘይ ምርጫ ብሓይሉ ዝነብር ሽፍታ ስርዓት ክነግስ ምዓስ ተሰዊኦም 9. ጀጋኑ ስዉኣትና
|
||
|
DISCLAIMER: The author/s contributed for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents
Contact Us at: webmaster@nharnet.com |
||
|
|