Nharnet Articles/Opinions

     

 

ምስጋና

   ብሃንደበታዊ ዕረፍቲ ናይ ወላዲና፡ ናይ ቃልሲ ብጻይና ሃይሉ ክብረኣብ ሃይሉ ካባና ምፍልዩ ዝተጋጠመና መሪር ሓዘን በቲ ለዋህን ለባምን ባህልና ካብ ርሑቅን ቀረባን ተሳተፍቲ ኮንኩም ወርቃዊ ጊዜኹምን ገንዘብኩምን ኣጥፊኩም ብኣካል ምስታፍን ፡ ብተለፎን ፡ ብፋክስ፡ ብኢመይል ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እናለኣኽኩም ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ዘጻናናዕኩምናን ዘቃበርኩምናን ሕሰም ኣይትርከቡ የቀንየልና እናበልና ብልቢ ነመስግን። 

 ከምኡ እውን ንናይ ኦርቶደክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያንን፡ ናይ ካቶሊክካዊት ቤተ-ክርስትያንን ቤተ-ክህነት ኣብ ሽወደን ምስጋናና ነቅርብ።

ኣብ ጊዜ ሓዘና ደገፍኩም ዘይተፈልየና ማሕበራትን ውልቀሰባት ንኩልኹም ለባም ምስጋናና ነቅርብ የቀንየልና።

           ካብ ስድራ-ቤትን

ናይ ቃልሲ ብጾቱ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. - ሰ.ባ.

          ጨንፈር ሽወደን

       


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com