|

ሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ፡
ኣብ ከተማ ስያትል ዋሺንግቶን
ብኣቦ
መንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስይዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን)
ንቀዳም 7 ሓምለ 2007
Saturday, July 7, 2007)
ብጻይ
መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ቀዳማይ ወገንን፣ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን
ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶን፣ ዝመርሕዎ
ክፉት
ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።
ቀንዲ ትሕዝቶ ናይ’ዚ ኣኼባ’ዚ ብጉዳይ ኤርትራዊ ዲሞክራስይዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን) ብዝምልከት ስፍሕ
ዝበለ መግለጺ ብዛዕባ ንሃገርና ካብ’ዚ ገጢምዋ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካውን ካልእ ወጥርታትን ተናጊፍና ዲሞክራስያዊ ለውጢ
ኣብ ሃገርና ንምምጻእ ኣብ ነካይዶ ቃልሲ ክንራዳዳእ ንኹሎም ብህዝቦምን ሃገሮምን ዝግደሱ ኤርትራውያን ኣብዚ ተመዲ
ዘሎ ቦታ ኣኼባ ኣኼባ ንኽሳተፉ ብኣኽብሮት ንዕድም።
ቦታ
ኣኼባ፥ Eritrean Community Center
2402 East Spruce Seattle, WA
ሰዓት፥ 4:00 P.M. – 7:00 P.M.
ብደሓን ምጽኡ
ጨንፈር ተ.ጋድሎ ሓርነት
ኤርትራ- ሰ.ባ.
ጨንፈር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ |