|
||
|
|
||
|
ድዕወት ንመገዲ ዓወት
ሽማግለ ን’ስዕርቂ ኪዳን ዝውፈ እንተሎ እወ ናይ ነፋሪት ግዕዞ ባዕለይ ክኽእሎ ኣለኹ ይበል ሓላፍነት ዝስሞዖ እንተ’ሎ ድዕወት ንመገዲ ዓወት ብጉዳይ ቻርተር ተበጺሑ ስምምዕ ብግዳይ መሪሕነት ክንብል ግምዕምዕ ዘስደምም ዘደንጹ ነቲ ብማዕዶ ዝሰምዕ
ድዕወት ንመገዲ ዓወት ባህልን ዓዳትን ሕብረተ’ሰብና ኣይንረሳዓዮ ብዕርቂ ንኽልቲኡ ኪዳን ኣብ ሓደ ነምጻኣዮ በዚ መገዲዝ’ዩ ናይ ቃልስታትና ዝሰልጠና ዕዮ
ድዕወት ንመገዲ ዓወት ድምጺ ዲሞክራስያዊ ጥርናፈ እና ተገፈ ዓገብ ክባሃል ኣሎዎ ነቲ ዕጭ ዝሓንፈፈ እወ ካብዚዩ ዝጅምር እቲ ቃልሲ ምጽፋፈ ድዕወት ንመገዲ ዓወት ባህልና ንዘክር ባህሊ ሽምግልና ጽቡቕ ባህሊ ኣሎና ካብ ቀደምና ሽምግልና’ዩ ዝፈትሖ ፍልልይና ድዕወት ንመገዲ ዓወት ስቕ ዲና ክንብል ህግደፍ ብህዝብን ሃገርን ክጻወት ዓራቒ ኣይ’ትፍራሕ ሕጊ ቻርተር ኣሎ ዘየብል ፈልከት ኩሎም ተሳማምዕሉ ብጸሊም ጹሑፍዩ ኣብ ጻዕዳ ወረቐት ድዕወት ንመገዲ ዓወት ንዕርቂ ክልቲኡ ኪዳን ዝብገሱ ክሰልተና ንዲክታይተር ምልጋሱ ህዝብና ኣብ ሽግር’ዩ ዘሎ ተጠቢሱ
ድዕወት ንመገዲ ዓወት ንሓቦ ንኒሕ ኣነ ውን ምሳኹም ዓራቒ ክኸውን ምስ ንያቱ ዘሎ መሰረታት ኣይ ነብሎ ዕውንውን ጉድለታት መሪሕነታት ይተኣረም ሓደ ክን’ከውን
ኩላትና ብዝሓለፉ/ሓፋ ሰማእታትና ንግደስ ኪዳን ናብ ሓደ ምምላሱ ሓቢርና ንቃለስ
ብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)
|
||
|
DISCLAIMER: The author/s contributed for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents
Contact Us at: webmaster@nharnet.com |
||
|
|