ምልክታ

ባሕቲ ታሕሳስ መዓልቲ ሰማእታት ንዝኽሪ ናይቲ ምእንቲ ነጻነት ኤርትራ በጃ ዝሓለፈ ህዝብን ተጋደልትን  ኰይና ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታትን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ካብ ትብዕል ድሮ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ኰይኑ ኣሎ። ሎሚ ዓመትውን ኣባላት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጀርመን፡ ንዕለት 13 ታሕሳስ 2008 ልክዕ ካብ ሰዓት 18፡30 ክሳብ ሰዓት 21፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ክትብዕልን ክትዝከርን ኣብ ምድላዉ ስለእንርከብ፡ ኣብዚ ምእንቲ ዝኽሪ ሰማእታታ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ታሪኻዊ ምስንዳእዚ ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

በዓል ዝግበረሉ ቦታ፡ ኣብ ኤርትራዊ ማእከል Neu-Mainzer str.24

ዝጅመረሉ ሰዓት፡ ልክዕ ሰዓት 18፡30 ድ.ቀ (ሰዓት ሽዱሽተን ፈረቓን ድሕሪ ቀትሪ) 

ብድሓን ምጹ!

ኣኽበርትኹም፡

ሰ.ህ.ኤ ፍራንክፎርትን ከባቢኡን


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com