Nharnet Articles/Opinions

     

   

ታሕሳስ 2008

ሐበሬታ

 

ብምኽንያት በዓል ልደት አብ ዝግበር ናይ ምሸት ድራር ብፖለቲካውያን ተቓወምቲ ውድባት፤ ሲቪክ ሶሳይትን ግዱሳት ሰባትን ዝተዳለወት ላፕቶፕ ንዕለት 20 ታሕሳስ 2008 ዕጫ (ሎቶሪ) ክትወድቕ ተዳልያ ዝነበረት ብሓደ ሐደ ምኽንያት አብ ዝተመደበ ዕለት ክትወድቕ ከምዘይተኻእለ ንሕብር፡፡

ስለዚ ንዕለት 10 ጥሪ 2009 ካብ ሰዓት 15፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00 አብ Haus der Internationalen Begegnung Landhausstr. 62 ልዕሊ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርተራ አብ ዝግበር ናይ ሐዲሽ ዓመት ምሸታዊ ድራር አብ ቕድሚ ህዝቢ ክትወድቕ ምዃና ንገልጽ።

 

ብደሐን ምጽኡ፡

 

ጊዝያዊ ሽማገለ

ስቱትጋርተን ከባቢኡን


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com