
ERITREAN DEMOCRATIC ASSOCIATION, INC.
A Nonprofit Public
Benefit corporation

ዲሞክራስያዊ
ማሕበር ኤርትራ (ዲ.ማ.ኤ.) (Eritrean
Democratic Association)
ኣብ ቦኽሪ ዓመቱ መባእታዊ ዕማሙ ብ26 - 27 ሰነ 2004 (ድሕሪ ክልተ ወርሒ) ፈስቲቫል ተ.ሓ.ኤ.ሰ.ባ. ኣብ
ከተማ ስያትል ዋሽንግቶን ስተይት ኬአንግድ ምዃኑ ንዅሉ ኣብ ድማዕን ሓድነትን ህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ ነበስር።
ዲ.ማ.ኤ. ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዚመደበሩ መኽሰብ-ኣልቦ ንረብሓ ህዝቢ ዚጣበቕ ህዝባዊ ትካል እዩ። ኣውራ ዕላምኡ፡
"ህዝቢ ኤርትራ፡ ፈትዩ ዚተኽሎ ሕጊ፣መሪጹ ዝቕይሮ መራሒ፣ዜራጋግጸላ ዲሞክራስያዊት ሃገር ንምህናጽ ምትብባዕ
እዩ።" ካብ'ዚ መትከላዊ መርሖ'ዚ ተበጊሱ ድማ እንሆ ድሮ ነዚ ኣብ ስያትል ዚቀራረብ ዘሎ ፈስቲቫል ኣብ
ምድላው ይርከብ።
በዚ ኣጋጣሚ
ድማ ዲ.ማ.ኤ.፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኮነ ንዕብየት፡ሰላምን፡ርግኣትን ሃገርና ዝምነዩ ትካላትን ማሕበራትን፣ብሕልፊ ከኣ
ተቓወምቲ ሓይልታትን ህዝባዊ ባይቶታትን ኣብ'ዚ ፈስቲቫል'ዚ ንኽሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ብድሓን ኣብ ፈስቲቫል ስያትል
የራኽበና።
Place for Saturday June 26 Activities
Eritrean Community
Center
2402 E. Spruce
Street
Seattle, WA 98122
Phone #: (206)
323-1154 or (206) 323-6627
Place for Hotel and Sunday June 27 Activities
Ramada Inn & Suites
16720 International
Boulevard
Seatac, WA 98188
Phone #፡
(206) 277-0700 ext. 505
Use Group Name
"EDA" for Room Reservation