ካብ ዕለት 18-25 ጥሪ 2009 705 ኤርትራውያን

ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም

 

ክፍሊ ዜናን ባህልን

ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ

27.01.2009

 

ካብ ዕለት 18-25 ጥሪ 2009 .. 705 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም።

 

ዝርዝር ናይቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 705 ስደተኛታት ድማ ከም ዝስዕብ ኢዩ።

 

 

 

ትሕቲ 5 ዓመት

 

ካብ 5-18 ዓመት

 

ልዕሊ 18 ዓመት

 

ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

11

29

72

112

ደቂ ተባዕትዮ

19

154

420

593

ጠቕላላ ድምር

30

183

492

705

 

ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ ሕጂ ኣብ መደበር ስደተኛታት ዑቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 1599 (894+705) በጺሑ ኣሎ።

 

 


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com