|
25
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
ክፍሊ ዜናን
ባህልን
ሰልፊ ህዝቢ
ኤርትራ
07.07.2009
ካብ 2-7 ሓምለ 2009 ኣብ ዘሎ ግዜ
15 ሲቪላውያንን 10 ወተሃደራትን ዝርከብዎም ብጠቕላላ 25 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግንባር ራማ ናብ ኢትዮጵያ
ኣትዮም። እቶም ወተሃደራት፡ 3 ካብ ክፍለ- ሰራዊት 11፤ 3 ካብ ክፍለ-ሰራዊት 36፤ 3 ካብ ክፍለ-ሰራዊት 16፤
2 ድማ ካብ ክፍለ-ሰራዊት 22 ዘምለጡ ወተሃደራት ምዃኖም ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ
ሓቢሮም። ኣብ መንጐ’ቶም 15 ሲቭላውያን ከኣ፡ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ከምዘላ ተፈሊጡ ኣሎ።
|