|
99 ኤርትራውያንን ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም
ክፍሊ ዜናን
ባህልን
ሰልፊ ህዝቢ
ኤርትራ
03.07.2009
ካብ 26 ሰነ ክሳብ 2 ሓምለ ኣብ ዘሎ
ግዜ፡ 99 ኤርትራውያን ብግንባራት ዛላንበንሳን ግርሁ ስርናይን ራማን ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም። ካብዚኦም እቶም 30
ወተሃደራት ክዀኑ እንከለዉ፡ እቶም ዝተረፉ 69 ድማ ሲቪላውያን ኢዮም። ኣብ መንጐ’ቶም ሲቪላውያን 16 ደቂ
ኣንስትዮን 51 ተመሃሮን ከምዝርከብዎም ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ’ቲ ከባቢ ሓቢሮም።
|