|
ካብ
24 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ
2009 ዓ.ም 505
ኤርትራውያን ናብ
መደበር
ስደተኛታት
ሸገራብ
ኣትዮም
ክፍሊ ዜናን
ባህልን
ሰልፊ ህዝቢ
ኤርትራ
05.06.2009
ካብ
24 ሰነ 2009 ክሳብ 3 ሓምለ 2009
ዓ.ም.ፈ
505 ኤርትራውያን
ስደተኛታት
ናብ
መደበር
ስደተኛታት
ሸገራብ
ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ
ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር
ናይ’ቶም
ኣብ
ሸገራብ
ዝኣተዉ
505 ስደተኛታት
ድማ
ከም’ዚ
ዝስዕብ
ኢዩ።
|
|
ትሕቲ
5 ዓመት |
ካብ
5-18 ዓመት |
ልዕሊ
18 ዓመት |
ድምር |
|
ደቂ
ኣንስትዮ |
6 |
21 |
67 |
94 |
|
ደቂ
ተባዕትዮ |
15 |
41 |
355 |
411 |
|
ጠቕላላ
ድምር |
21 |
62 |
422 |
505 |
ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ
03.07.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ዑቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 11,641 (11,136 +
505) በጺሑ ኣሎ።
|