Nharnet Articles/Opinions

     

   

ጸዋዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል

ህግደፍ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት

 

እቲ ንህዝብናን ሃገርናን ድሂኹ ዝገዝእ ዘሎ ዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ፈስቲቫላት ብምግባር ዝእክቦ ገንዘብ   ንጕድኣት ህዝብና ድኣምበር ንረብሓኡ ስለዘይኰነ ብትሪ ንምቁዋም ንዕለት 18-07-2009 ዓ.ም. ሰዓት 15.00  (ማለት ሰዓት ሰለስተ) ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኦስት ባን ሆፍ (OST BAHNHOF) ብዕለቱን ሰዓቱን ክንርከብ ብጥብቂ ንላቦ።

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ስቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳት ውልቀ ሰባትን

 

          መጐዓዝያ ናብ መበገሲ ሰልፊ፤

          ካብ (hauptwache ወይ Konstlerbache)

          ብ u 6 ተሳፊርኩም ኣብ Ostbahnhof) ትወርዱ።


DISCLAIMER:  The author/s  contributed  for this article/opinion and is/are solely responsible for its contents


 

Contact Us at:   webmaster@nharnet.com