|
ብኣባላት ሓባራዊ መሪሕነት ሰልፊ
ዲሞክራስን ሰልፊ ህዝብን ዝምራሕ
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሆላንድ
ንቐዳም 6 ሰነ 2009
ኣባላት ሰልፊ ዲሞክራስን ሰልፊ ህዝብን ኤርትራ፡
ኣብ ሆላንድ ንዝነብሩ ኤርትራውያን ንህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሮተርዳም ኣዳልዩ ከም ዘሎ ብኣኽብሮት ይዕድም።
እዚ
ተመዲቡ
ዘሎ
ህዝባዊ
ኣኼባ ኣባላት ሓባራዊ መሪሕነታዊ ሽማግለን ላዕለዎት
መራሕቲ
ክልቲኡ
ሰልፍታትን ዝርከብዎ ኣገዳሲ ተረኽቦ ምዃኑ
ንሕብር።
ኣመለኻኽታ ሰልፊ ህዝብን ሰልፊ ዲሞክራስን ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኲነታትን መጻኢት ኤርትራን፤ ግደ ሓዲሽ ወለዶ ኣብ
ህዝባዊ ዲሞክራሲያዊ ቃልሲ፤ ኲነታት ደንበ ተቓውሞ፡ ከማኡ ኸኣ እቲ ብክልቲኡ ሰልፍታት ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ሓድነት
በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ብሰፊሑ ክግለጽን ኣብ ህዝባዊ ክትዕ ክቐርብን ኢዩ።
ጊዜን ኣድራሻን ኣኼባ
ዕለት፡
ቀዳም ሰነ ዕለት 06-2009 ዓ.ም.ፈ.
ጊዜ፡
ሰዓት 14፡00
ክሳዕ
18፡00(ካብ
ስዓት ክልተ ክሳዕ ስዓት ሽዱሽተ (ድ.ቀ.)
ቦታ፡
Stichting Vluchtelingen Organisaties Rijnmond (SVOR)
ኣድራሻ፡
's-Gravendijkwal
28, Rotterdam
ብድሓን ምጹ!
ጨንፈራት ሰልፊ ዲሞክራስን ሰልፊ ህዝብን ኤርትራ፡ ሆላንድ
Rotterdam
Centraal Station
Tramlijn 21 Richting Woudhoek
Tramlijn 23 Richting Holly
1e Middelland straat, de halte Tiendplein (tweede halte)
06.18.52.14.06
06. 19.73.44.29
|