ትማሊ 12ተኣ
ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት፡ ኣደናን ብጸይትናን ሓብትናን ወ/ሮ ምሕረት ገብረጊዮርግስ
ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እንዳገለጽና ፡ ንመዋቲት መንግስተ-ሰማይ የዋርሳ ፡ ንምሉኣት
ቤተ- ሰብ ጽንዓት ይሃብኩም ብምባል ፡ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ-ሰ.ባ ጨንፈር ዓ.ብሪጣንያ
ተኻፈልቲ ናይ’ዚ መሪር ሓዘን ምዃና ንገልጽ ፡፡
ኣባላት ተ.ሓ.ኤ-ሰ.ባ ኢንግላንድ
Contact Us at: webmaster@nharnet.com