|
ምእረምታ
ኣገዳሲ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ኣብ ሃገር ሽወደን ከተማ
ስቶክሆልም፡ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ተዳሊዩ ዘሎ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ፡ ትማሊ ዝተምሓላለፈ ሓበሬታ፡ እቲ ብላቲን
ንዕለት 11 ሕዳር ዝብል ጌጋ ኮይኑ፡ ንቀዳም 11 ጥቅምቲ 2008 ተባሂሉ ክንበብ ንብምሕጸን።
እቲ ቅኑዕ ዕለትን መዓልትን
እዚ ዝስዕብ’ዩ ።
ዕለት ቀዳም 11 ጥቅምቲ 2008 (
11 October 2008)
ግዜ ካብ ሰዓት 13 00 ክሳብ 18 00
ቦታ ሽሺታ ትሬፍ (
Kista Träff )
ብደሓን ምጹ ፡
ሰልፊ ህዝቢ
ኤርትራ
ጨንፈር ሽወደን |